ዛሬ ቅዳሜ 8 ሐምሌ 2009 ከቀኑ ሁለት ሰዓት ቀትር በርከት ያሉ ኤርትራ ውስጥ ለትጥቅ ትግል ስልጠና ብለው ለበርካታ አመታት መሽገው የነበሩ ኢትዮጵያዊያን ታጣቂዎች ገርገፍ ከተባለ የሱዳን አስተዳዳር መሬት እንደሚገኙ “ዜና ስምረት” የተባለ የኤርትራ ተቃዋሚ የዜና ወኪል አስታውቋል

የኤርትራ የድምበር ወታደራዊ የስለላ ቡድን እንዳይነቃባቸው በቡድን እና በግለሰብ የማምለጥ ዘዴ ተጠቅምው ለማምለጥ ሲሞክሩ የኤርትራ ታጣቂ ወታደሮች ስለነቁባቸው፤ ወደ 30 ደቂቃ የሚያክል የቶክስ ልውውጥ ከተደረገ በኋሗላ 40 የሚያክሉ አባሎች ‘ገርገፍ’ ከተባለው የሱዳን ምድር መድረሳቸው ተዘግቧል። ሱዳን ሲገቡ ላንድ ክሩዘር እና የተለያዩ ተሽከርካሪ መኪናዎች ይዘው እንደገቡ ተዘግቧል።ስለ ሁኔታው እየተከታተልን በሚቀጥለው ቀን ዝርዝር ዜና ሲደርሰን እናስታውቃች ኋለን። በማለት ዜናውን ይፋ አድርጋል

ከትግርኛ ወደ አማርኛ ትርጉም ጌታቸው ረዳ (ኢትዮጵያን ሰማይ ድረገጽ አዘጋጅ) ትግርኛው ከዚህ ጋር አብሮ ተያይዟል።

 

 

ሎሚ ቀዳም ብርክት ዝበለ ቁጽሪ ዘለውዎም ኣብ ኤርትራ ዓስኪሮም ዝነበሩ ኣባላት ተቓወምቲ ሓይልታት ኢትዮጵያ፡ ንስርዓት ህግደፍ ራሕሪሖም ናብ ሱዳን ከምዝኣተዉ ተሓቢሩ።

ሎሚ ቀዳም 8 ሓምለ 2017 ኣጋ ሰዓት ክልተ ድሕሪ ቀትሪ ብርክት ዝበለ ቁጽሪ ዘለውዎም ኣብ ኤርትራ ዓስኪሮም ዝነበሩ ኣባላት ተቓወምቲ ሓይልታት ኢትዮጵያ፡ ንስርዓት ህግደፍ ራሕሪሖም ናብ ሱዳን ከምዝኣተዉ ወኪል ዜና ስምረት ካብቲ ከባቢ ሓቢሩ። እቶም ስርዓት ህግደፍ ብፍሉይ ክከታተሎም ዝጸንሐ ኣባላት ደምበ ተቓውሞ ኢትዮጵያ፡ ስርዓት ህግደፍ ከየስተባሃለሎም በብ ጉሩፕን ብውልቅን ንምምላጥ ኣብ ዝሃቀኑሉ እዋን፡ ወተሃደራት ኤርትራ ስለዘርከብዎም ንልዕሊ ሰላሳ

ደቒቕ ዝኸውን ናይ ቶኽሲ ምልውዋጥ ድሕሪ ምግባሮም ገርግፍ ኣብ ዝበሃል ምምሕዳር ሱዳን በጺሖም ኣለዉ። ዛጊት ክሳብ 40 ዝኸውን ቁጽሪ ዘለዎም ኣባላት ሱዳን ክኣትዉ ከለዉ ላንድ ክሩዘር ዝርከበአን ዝተፈላለያ ተሽከርከርቲ ሒዞም ከምዝኣተዉይሕበር። ቀጻሊ ምዕባለታት ኣብ ዝቕጽል ዜናታትና ከነቕርቦ ኢና

Source     –